“ትግራይ ዘየጠቓልል ምምኽኻር ምሉእ ኣይኮነን” ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕሮፌሰር)

“ትግራይ ዘየጠቓልል ምምኽኻር ምሉእ ኣይኮነን” ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕሮፌሰር) ሓምለ 23/2017 ዓ.ም. ትማሊ 22 ሓምለ/2017 ዓ.ም. ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ምምኽኻር ኮሚሽን ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፣ ዕላማ ጉዕዞ ልኡኽ ህልው ኩነታት ትግራይ ንምርዳእን ኣብ ቀፃሊ ንጥፈታት እቲ ኮሚሽን ንምምችቻውን ምዃኑ ኣብሪሆም። ኣገዳስነት ሃገራዊ ምምኽኻርን ክሳብ ሕዚ ዘሎ ኣሰራርሓን እውን መብርሂ […]
“ትግራይ ክልልን ያላካተተ ምክክር ምሉዕ አይሆንም” ዋና ኮሚሽነር መስፍን አርዓያ(ፕሮፌሰር)

“ትግራይ ክልልን ያላካተተ ምክክር ምሉዕ አይሆንም” ዋና ኮሚሽነር መስፍን አርዓያ(ፕሮፌሰር) ሀምሌ 23/2017 ዓ.ም የኢትዮጵያ ሀገራዊ ምክክር ኮሚሽን የኮሚሽነሮች ልዑክ ትላንት ሀምሌ 22/2017 ዓ.ም ወደ መቐለ ተጉዞ ከትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደርና ካቢኔአቸው ጋር ተወያይቷል፡፡ በውይይቱ ላይ ገለጻ ያደረጉት የኢትዮጵያ ሀገራዊ ምክክር ኮሚሽን ዋና ኮሚሽነር ፕሮፌሰር መስፍን አርዓያ፤ የልኡካን ቡድኑ የጉዞ ዓላማ የትግራይን ነባራዊ ሁኔታ በመገንዘብ ኮሚሽኑ […]